2026.04.22 ዑደት ር.ሊ.ጳ. ልዮን ኣብ ኤኳቶርያል ጊኒ ኣብ ቤት ትምህርቲ እደ ጥበብ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ 2026.04.22 ዑደት ር.ሊ.ጳ. ልዮን ኣብ ኤኳቶርያል ጊኒ ኣብ ቤት ትምህርቲ እደ ጥበብ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ  (@Vatican Media)

ዑደት ር.ሊ.ጳ. ልዮን ኣብ ኤኳቶርያል ጊኒ ኣብ ቤት ትምህርቲ እደ ጥበብ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ

ር.ሊ.ጳ. ልዮን መበል 14 ብስም ነፍስሄር ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ እተሰምየ ትካል ትምህርቲ ተግባረ እድ ሓጺር ምብጻሕ ከም ዝገበሩን፣ እዚ ትካል እዚ ኣብ ኢኳቶርያል ጊኒ መንእሰያት ኣብ እደ ጥበባዊ ክእለት ንኸማዕብሉ ዝሓንጽ ምዃኑ ዜና ቫቲካን ይሕብር።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ልዮን መበል 14 እቲ ብስም ቅድሚኦም ዝነበሩ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዝጽዋዕ ቤት ትምህርቲ፡ ዑደት ኣካይዶም። ቤት ትምህርቲ እደ ጥበብ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮ ብፍላይ ንመንእሰያት ዝኸውን ናይ እደ ጥበብን ሞያዊ ስልጠናን ንምድንፋዕ ዘገልግል ትካል ትምህርቲ ምዃኑ ዜና ቫቲካን የዘኻኽር።

Photogallery

ዑደት ር.ሊ.ጳ. ልዮን ኣብ ኤኳቶርያል ጊኒ ኣብ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ እደ ጥበብ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮ
23 Apr 2026, 16:04